ኣታ ጐይታ እምበር ዓቢ ነገር ገይሩ

ብዘማሪት ሄለን ብርሃነ

Abi Neger Geyru Helen Berhane

 

ተደ፣

ኣታ ጐይታ እምበር ዓቢ ነገር ገይሩ

ኣታ ፍትወይ ዓቢ ነገር ገይሩ

ዓቢ ነገር ገይሩ /3/ ከም ባህሪኡ

ድንቂ ነገር ገይሩ /3/ ከም ቃሉ

ከም ቃሉ /3/ ዓቢ ነገር ገይሩ /2/

 

መቓውሕ ሰይሩ ሓማሺሹ

ኣግማድ በቲኹ ማእሰርተይ ሰይሩ

ሓራ ገይሩኒ ካብ በላዒ

ስለ ዝፈትሓኒ የለን ዝኣስረኒ

የለን ዝኣስረኒ

 

www.dehaiwongel.org