> Dehai Wongel

Dehai Wongel

Daily Wisdom


Daily Wisdom

Login Form






Lost Password?
No account yet? Register

BBC Report


Song of the week

ኣታ ጐይታ እምበር ዓቢ ነገር ገይሩ
መቓውሕ ሰይሩ ሓማሺሹ

ኣግማድ በቲኹ ማእሰርተይ ሰይሩ

ሓራ ገይሩኒ ካብ በላዒ

ስለ ዝፈትሓኒ የለን ዝኣስረኒ

የለን ዝኣስረኒ

መዝሙር ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ

ዘማሪት ሄለነ ብርሃነ

ሓቢርና ምስ ሓፍትና ንዘምር

Fire

ሓዊ

ሓዊ ንምሕባር፣ ሓዊ ንምብሳል፣ ሓዊ ንምኹላዕ፣ ሓዊ ንምቕዳር (ንምክልኻል)፣ ሓዊ ንመስዋእቲ

ትርጉም (ምስጢር) ናይ ሓዊ፦

1.   ሓዊ ንምሕባር

ንዘለዎ ብርሃን ዝሓብእ ናይ ጐይታ ምዃኑ ክልለ ዘይደለየ ሃዋርያ ካብቲ ማሕበር ኣምላኽ ክሃድም ይፍትን። ብዓቢ ማሕተም ኣብ ግንባሩ ናይ የሱስ ምዃኑ ስለእተሓትመሉ  ግን ናይ ጐይታ ምዃኑ ዓለም ትምስክር። ክሒዱ ግናኸ ኣይተኻእሎን።

 
Eyesalve

ኩሕሊ

ራእይ 3፣18 . . . ምእንቲ ኽትርኢ ነዒንትኻ ክትኰሓለሉውን ኩሕሊ ካባይ ክትዕድግ እመኽረካ ኣሎኹ።

ባህርያት ናይ ኩሕሊ

1. ንገፈል መፈል ንኸይትርኢ ዝኸልኣካ ርስሓት ዓይንኻ የጽሪ

 
A woman died in Wia as a result of torture for refusing to sign a letter recanting her faith.
09.7.2007 (Open Doors USA)-- Christians in Eritrea confirmed that Nigsti Haile (33) passed away at the Weaa Military Training Centre. She reportedly died yesterday morning, September 5, as a result of torture for refusing to sign a letter recanting her faith. Haile was among a group of 10 single Christian women who had been arrested at a church gathering in Keren and spent 18 months imprisoned under severe pressure.
 
More...
<< Start < Prev 1 2 3 4 Next > End >>

Results 5 - 8 of 13

Eritrea Christian News

Bfqru Amine

Alazar eqa tensiu

Haben Hywetey

ብዘማሪ ዮሃንስ ምስግና
Powered By Page_Cache by Ircmaxell
Generated in 0.237216949463 Seconds